Amb. Girma Asmerom to UN responded to VOA in short and precis on the Rapporteur claim collected from refugees camps not the government..!

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 8 Jun 2015 17:47:24 -0600

*ኣብ ኤርትራ ፕረዚደንት ሓዊሱ ሰበ-ስልጣን'ታ ሃገር ብሰፊሕ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ተሓተቲ'ዮም-፡ ሕቡረት
መንግስታት*

http://m.tigrigna.voanews.com/a/un-eritrea-human-rights/2812510.html

ኣካፍል

ብሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ፕረዚደንት'ታ ሃገር ካብ መንጎ'ቶም ቀንዲ ተሓተቲ ተባሂሎም ዝተዘርዘርሉ ሰፊሕ መግሃስቲ
ሰብኣዊ መሰላት ተፈፂሙ ክብል ሓደ ሕቡራት መንግስታት ዝመዘዞ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሪፖርት ዘርጊሑ።

እቲ ናይ ሕቡራት መንግስታት መርማሪ ናብ ኤርትራ ክበፅሕ አይከኣልኩን፤ ንኽበፅሕ ዘቅረብክዎ ሕቶ ካብ መንግስቲ ኤርትራ
ምላሽ አይረኸብኩን ክብል ገሊፁ።

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኣብ ዝሃብዎ ምልስሽ ኣቶም ንኩነታት ኤርትራ ብግቡእ
ኸይተረድኡ ዝፅሕፍ'ዮም ክኽሰሱ ዝግበኦም ክብሉ መሊሶም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Ibrahim I. Suliman.
Cyber Adal press & publishing


Amb-Ghirma-UN-490.jpg
(image/jpeg attachment: Amb-Ghirma-UN-490.jpg)

Received on Mon Jun 08 2015 - 19:47:24 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved