ከም ኩሉ ኤርትራዊ ወላዲ ንደቁ መሪቁ ንሃ/ኣገልግሎት ዝልእክን ዕድሚኡ ሙሉእ ንሃ/ኣገልግሎት ዝተወፈየ መራሒ

From: Dimtzi Eritrawian Kab German <eritreanvoice.germany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Sun, 31 May 2015 15:01:41 +0200

ከም ኩሉ ኤርትራዊ ወላዲ ንደቁ መሪቁ ንሃ/ኣገልግሎት ዝልእክን ዕድሚኡ ሙሉእ ንሃ/ኣገልግሎት ዝተወፈየ መራሒ
ኣብ'ዛ ዓለምና ዘለ
ው መራሕቲ ብገንዘብ ሕዝብን ሃገርን ንደቆምን ስድራቤቶምን ንዝልዓለ ትምህርትን ናብራን ናብ ኤሮፓን ኣመሪካን ክልእኩ
ከለው እቲ ንገዛእ ርእሱ ሙሉእ ዕድሚኡ ንሃገር ዝወፈየ ገና ኣብ ኑጡፉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝርከብ ፕረዚደንት ኢሰያአስ
ኣፎርቂ ስድራቤቱ ከም ኩሉ ቱሑት መነባብሮ ዘለዎም ኤርትራዊያን አብ ክራይ ገዛ ይነብሩ ንደቁ ድማ ከም ኩሎም
ኤርትራዊያን አሕዋቶም መንእሰያት ኮንጐ ገዚኡ'ዩ ንሃገራዊ አገልሎት ዝልእክ ።

[image: Inline-Bild 1]
https://www.youtube.com/watch?v=R1RduxfPt5o
https://youtu.be/R1RduxfPt5o

<iframe width="420" height="315" src="
https://www.youtube.com/embed/R1RduxfPt5o" frameborder="0"
allowfullscreen></iframe>


image.png
(image/png attachment: image.png)

Received on Sun May 31 2015 - 09:01:40 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved