መግለጺ ሓዘን ማሕበር ተ/ጋ ኤርትራውያን ዓባይ ብሪጣንያን ብምኽኒያት መስዋእቲ ሓርበኛ ሜ/ ጀነራል ኣሕመድ ዑመር መሓመድ ካካይ...

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 20 Feb 2015 14:39:33 +0000

ማሕበር ምትሕግጋዝ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዓባይ ብሪጣንያን (ማምሓተኤብ) ብመስዋእቲ ጅግና ብጻይ ሓርበኛ ሜ/ ጀነራል
ኣሕመድ ዑመር መሓመድ ካካይ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለጸ፡ ንስዉእ ሓርበኛ ሜ /ጀነራል ኣሕመድ መንግሰተ ሰማያት
ይዋርሶ ንምሉእ ህዝብን መንግስትን ኤርትራን ስድራ-ቤቱን ጽንዓት ይሃብ።ጅግና ኣይነብርን`ዩ ታሪኹ`ዩ ዝውረስ !ዘለኣለማዊ
ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና !ዓወት ንሓፋሽ !ማሕበር ምትሕግጋዝ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዓባይ ብሪጣንያን

20/02/2015





XTL4Yqtylcfe.jpg
(image/jpeg attachment: XTL4Yqtylcfe.jpg)

Received on Fri Feb 20 2015 - 09:39:37 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved