ክቡር ኣምባስዳር እስቲፋኖስ ወረቀት ስርሑ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ዓብርጣንያ ኣረኪቡ “ንግስቲ ኤልሳቤጥ መንግስታ ምስ ኤርትራ ብቀረባ ክሰርሕ ድልየት ከም ዘሎ ገሊጻ...ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን...

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 19 Feb 2015 14:46:55 +0000

ኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎናስ ሃብተማርያም ወረቀት ስርሑ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ዓብርጣንያ ኣረኪቡ ኣብ’ቲ ብ17 ለካቲት
2015 ኣብ ከተማ ለንደን ባንኪግሃም ፓላስ ዝተካየደ ስነ ስርዓት ምርካብ ወረቀት ስራሕ: ንግስቲ ኤልሳቤጥ መንግስታ
ምስ ኤርትራ ብቀረባ ክሰርሕ ድልየት ከም ዘሎ ገሊጻን ንኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎናስ ሃብተማርያም ድማ ሰናይ ናይ ስራሕ
ግዜ ክኮኖሉ ተመንያ።

ኩቡር ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራሕቱ ናይ ስራሕ ግዚኡ ፈጺሙ ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2014 ከም ዝተፋነወ
ዝዝከር ኮይኑ ኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎናስ ሃብተማርያም ሓድሽ ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን
ኣየርላንድን ብምዃን;ዩ ተመዲቡ ዘሎ።

ኣብ’ቲ ብ17 ለካቲት 2015 ኣብ ከተማ ለንደን ባንኪግሃም ፓላስ ዝተካየደ ስነ ስርዓት ምርካብ ወረቀት ስራሕ ኩቡር
ኣምባሳደር እስቲፎናስ “ንግስቲ ኤልሳቤጥ”*ካለኤይቲ * ላዕለዋት ሓለፋቲ ኢንባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን
ሰሜን ኣየርላንድን ተረኪቦም ምንባሮም ዝረኸብናዬ ሓበሬታ የረድእ።
ንንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ https://adalvoice.wordpress.com/






queen2.png
(image/png attachment: queen2.png)

Received on Thu Feb 19 2015 - 14:57:54 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved