ወርቃዊ ቃላት ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፎርቂ : ካብ ቃለ መሕተት ኢሳት..ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን…

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 17 Feb 2015 18:12:18 +0000

“ኣነ ቡዙሕ ብዛዕባ ነብሰይ ክዛረብ ኣይደልንየ ኣነ ዉጽኢት ወይ ፉረ ናይ ቃልሲየ”

“ብደገ ሕማቅ ዝሓስብ ጸላኢ ክሕሉ ይክእል ይከዉን ግን ንሕዝቢ ሰጊሩ ዝገብሮ የብሉን”

“ንሰብ ሰብ ዝገብሮ ናይ ሂይወቱ ተመኹሮን ናይ ዝዓበየሉ ከባቢ ዉጽኢት’ዩ”

“እምነትካ’ዩ ወሳኒ ብምንታይ መገዲ’ዩ ደቅካ ካብ ካልኦት ዜጋታት በሊጾም ዝርኣዩ ደቀይ ካብ ካልኦት ዜጋታት እዛ ሃገር
ዝያዳ ሓለፋ ዝረኽቡ እንተኮይኖም ዜግነት ትርጉም የብሉን”

“ሃገርን ሕዝብን ኣለዉ ክትብል እንተ ኮንካ ማዕረ ዕድላት ክረጋገጽ ኣለዋ”

“ኣነ ኣነ ኢየ ክብል ከለኩ ናተይ ዕድል ናይ ካልኦት ዕድል ክዉስን የብሉን ደቀይ ብናተይ ዕድል ተጠቂሞም ኣብ ካልኦት
ከሽካዕልሉ የብሎምን”

“ደቀይ ካብ ካልኦት ተፉሊዬም ሓለፉ ክረክቡ ኣየናይ ሕጊ ወይ መሰል’ዩ ዘፉቅደሎም ከም ኩሉ ዜጋ ሰሪሖም ክነብሩ
ኣለወም”.......ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ https://adalvoice.wordpress.com/




Ntbb2SbdoK4e.jpg
(image/jpeg attachment: Ntbb2SbdoK4e.jpg)

Received on Tue Feb 17 2015 - 13:12:29 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved