ገዲም ሓርበኛ ሜ/ ጀነራል ኣሕመድ ዑመር መሓመድ ካካይ ተሰዊኡ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሮቡዕ ክፉጸም'ዩ...ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 16 Feb 2015 18:57:44 +0000

ገዲም ሓርበኛ ሜ /ጀነራል ኣሕመድ ዑመር መሓመድ ካካይ ብዝሓዶሮ ሕማም ኣብ ዉሽጥን ወጻእን ሕክምናዊ ክንክእን ክግበረሉ
ድሕሪ ምጽናሓ ኹነታት ጥዕንኡ ክመሓየሽ ብዘይ ምክኣሉ ብቀዳም 14 ለካቲት 2015 ተሰዊኡ ስነ ስርዓት ቀብሪ ድማ
 áˆ®á‰¡á‹• 18ለካቲት 2015 ስዓት 10:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ መካነ መቃብር ሓርበኛታት ኽፉጸም'á‹© :ሚኒስትሪ ምክልካል
ብመስዋእቲ ሓርበኛ ሜ /ጀነራል ኣሕመድ ካካይ መሪር ሓዘኑ ብምግላጽ ንስድራቤቱን ፈተዉቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል....ንምሉእ
ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ https://adalvoice.wordpress.com/


​


mTWKe9a4qcO8.gif
(image/gif attachment: mTWKe9a4qcO8.gif)

Received on Mon Feb 16 2015 - 13:57:53 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved