ማሕበር ተ/ጋ ሓርበኛታት ኤርትራ ዓ/ብሪጣንያን ኣብ መበል 25 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል አብ ከተማ ለንደን ዕዉት መደብ ኣቅሪቦም...

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 14 Feb 2015 14:50:34 +0000

ማሕበር ምትሕግጋዝ ተጋደልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ዓባይ ብሪጣንያን ኣብ መበል 25 ዓመት ዝኽሪ በዓል ስርሒት ፋንቅል አብ
ከተማ ለንደን ዕዉት መደብ ኣቅሪቦም።ኣብቲ ብ 7 ለካቲት 2015 ኣብ ከተማ ለንደን ዝተካየደ ዝኽሪ መበል 25
ዓመት በዓል ስርሒት ፋንቅል: ማሕበር ምትሕግጋዝ ተጋደልቲ ዓ/ብሪጣንያን ነቲ ዕለተ ዝክሪ ድምቀት ንምሃብ ኣብ ትሕቲ
"ውርሻ" ዝብል ኣርእስቲ: መከተን ጽንዓትን፣ ምርብራብን ምዝላቅን፣ ብዘይካ'ዚ ሕጻናት ታሪካዊ ሕቶታት ብመልክዕ ሕቶን
ዕላል ምስ ተጋደልቲ ብምዃኣን ንተሳተፈቲ ብመልክዕ ድራማዊ ትረካ ዘቅረቡ ክኮኑ ከለው ከምኡ ዉን ሕጻናት ነቲ ዕለት
ዘንጸባርቅ መዝሙርን "መቀረት" ናጽነት ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ትዋስኦ ኣቅሪቦም...ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ Links
ጠዉቑ - https://adalvoice.wordpress.com/ <https://adalvoice.wordpress.com/>




4qALKQL6uLOP12.jpg
(image/jpeg attachment: 4qALKQL6uLOP12.jpg)

Received on Sat Feb 14 2015 - 09:50:36 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved