Amb. Araia Desta set the record straight on the " Demarcation " by saying "let use the GPS "

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 11 Feb 2015 10:09:18 -0700

http://m.tigrigna.voanews.com/a/tigrigna-eritrea/2630756.html

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ቕነ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኻፈለ ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ጉጅለ
ኤርትራ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬትና ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር 'ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም
ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ ።

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪቃን ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣምባሳደሩ ኣርኣያ
ደስታ ከም ዝበልዎ ብመሰረት እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ውሳኔን ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሉኣላዊ መሬት ኤርትራ ክስሕብ
ሕብረት ኣፍሪቃ ጸቕጢ ክገብር መፀዋዕታ ኣቅሪብና ክብሉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ገሊፆም ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

TIG-Eritrea-AU-2
<http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/02/05/91f2428c-e2cc-4ff7-938c-2a4a0b3eeefa.mp3>
-
<http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/02/05/91f2428c-e2cc-4ff7-938c-2a4a0b3eeefa.mp3>

Ibrahim I. Suliman
Cyber Adal press & publishing
Received on Wed Feb 11 2015 - 12:09:19 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved