ኣገዳሲ ሰሚናር ብኣምባሳደር ፍስሓጽዮን ጴጥሮስ ኣብ ካታንያ ስቺልያ፣

From: EritreanMediaCommittéé In Italy <talema_at_hotmail.com>
Date: Tue, 10 Feb 2015 22:02:15 +0100

 ኣገዳሲ ሰሚናር ብኣምባሳደር ፍስሓጽዮን ጴጥሮስ ኣብ ካታንያ ስቺልያ፣
 



ህዝባዊ ሰሚናር ጽንብል ፈንቕልን ኣብ ካታንያ (ሲችልያ)


 


ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣብ ሲቺልያ፡ ብኣምባሳዳር
ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ ኣቶ ፍስሓጽዮን ጴጥሮስ ናይ ህዝባዊን ኮማውን ጉዳያት ሓላፊ ኣቶ ግርማይ ሃብተሚካኤል ዝተኻፈሎን ብዕለት
08/02/2015 ኣብ ካታንያ ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናር ካብ ከተማታት
ካታንያ-ፓለርሞ-ራጉዛ-ሲራኩዛ-ኣግሪጀንቶን መሲናን ብዝተኣኻከቡ ኣባላቱ፡ ሰፊሕን ኣገዳስን ሰሚናር ቐሪቡ።


 
 
 
 
 



From EritreanMediaCommittèè in Italy


 
                                               



Received on Tue Feb 10 2015 - 16:02:16 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved