VOA.Com: ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 7 Feb 2015 13:23:43 +0100

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ

07/02/2015

AMB ARAYA DESTAኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ቕነ  ኣብ ዝተኻየደ  ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ  ዝተኻፈለ ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ጉጅለ  ኤርትራ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬትና ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ ።

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪቃን ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ   ኣምባሳደሩ ኣርኣያ ደስታ ከም ዝበልዎ ብመሰረት እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ውሳኔን  ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሉኣላዊ መሬት ኤርትራ ክስሕብ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸቕጢ ክገብር መፀዋዕታ ኣቅሪብና ክብሉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ገሊፆም ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

http://tigrigna.voanews.com/audio/2630766.html

 

Received on Sat Feb 07 2015 - 07:23:44 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved