Tigrigna.Voanews.com: ካብ የመን ዝተመለሱ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ታይ ይብሉ?

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 30 Aug 2015 11:32:15 +0200
ካብ የመን ተመለስቲ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይካብ የመን ተመለስቲ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ
ግርማይ ገብሩ

ከላሊ ሩስያ ወዲ 16 ዓመት ኣበረሀ ኣሸብር ድማ 18 እዩ ዕድሚኦም።

ኣብዑር ወለዶም ሸይጦም ኣብ ራያ መዀኒ ንዝረኸብዎ ደላሊ ነብሲወከፎም ሓሙሽተ ሽሕ ቕርሺ ከፊሎም ካብ ዓዶም ወፅዮም። ናብ ሱዑዲ ዓረብያ ክሰግሩ ኣብ የመን ምስ በፅሑ ድማ 30 ሽሕ ከፊሎም ኣውኡ ተኣሲሮም፤ ብድሕሪኡ ተሰጒጐም ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ናብ መረበቶም ተመሊሶም።

IOM ማለት እውን (ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት) ንቶም መናእሰይ ብጅቡቲ ኣቢሉ ናብ ዓዶም እንተእትዎም ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሎግያ ግርማይ ገብሩ ኣዘራሪቡዎም ኣሎ።ንዝርዝሩ ይስምዑ።

http://tigrigna.voanews.com/audio/2926919.html

 

Received on Sun Aug 30 2015 - 05:32:15 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved