ብምክኒያት ሞት ኣዚና እነፍቅራ ወ/ሮ ሳባ መብራህቱ በርሀ መልእክትኩም ዝልኣኩም ኩልኩም የቀኒየልና ሕሰም ኣይትርከቡ..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 10 Aug 2015 14:50:38 +0100

ብምክኒያት ሞት ኣዚና እነፍቅራ ወ/ሮ ሳባ መብራህቱ በርሀ ዜና ዕረፍታ ምስ ሰማዕኩም ናይ መሪር ሓዘና ተካፈልቲ ብምኳን
ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ብኢመይል፤ቴለፎን ብካልእን መራከቢታት ናይ ጽንዓት መልእክትኩም ዝልኣኩም ኩልኩም
ቤተሰብን ኣዕሩኽን ፈተውትን፤ብስመይን ብስም መላእ ስድራቤት የቀኒየልና ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልኩ ንኣዝየ ዘፍቅራ አሞይ
ወ/ሮ ሳባ መብራህቱ በርሀ ድማ እግዝኣብሄር ኣብ ጽላል መንግስቱ የጽልላን ይቀበላን።
"ሳባ ካባና ብኣካል እንተተፈለኪ ወትሩ ኣብ ልቢ ኩልና'ዩ ሰፈርኺ"
ኣክሊሉ ኣብርሃም መብራህቱ




oie_overlay.gif
(image/gif attachment: oie_overlay.gif)

Received on Mon Aug 10 2015 - 09:50:39 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved