Fwd: ስነ-ጥበባውያን ኣሮን ክብረኣብ ካብ ላስቬጋስ፡ ኣሸናፊ ጫካ ካብ መቐለ, ኣብ መደብ ቂሐ-ጽልሚ

From: Dehai <dehaihager_at_dehai.org_at_dehai.org>
Date: Sun, 09 Aug 2015 10:31:29 -0400

ኣሮን፡ ሓዳሽ ናይ መርዓ ደርፍታት ዝሓዘት ሲዲ ዘውጸኤ ክኸውን ከሎ ፡ኣብ ወጻኢ ንዝዓብዩ ትጠቅም መጽሓፍ`ውን ጽሒፉ`ሎ። ኣሸናፊ`ውን ተወሳኺ ናይ ስእልን ቅብኣን ሞያ ኣለዎ

ክልቲኦም ከም ጊታር፡ ክራር፡ ዋጣ ዝበሉ መሳርሕታት ሙዚቃ ይጻወቱ።

ኣሮን፡ ሓዳሽ ናይ መርዓ ደርፍታት ዝሓዘት ሲዲ ዘውጸኤ ክኸውን ከሎ ፡ኣብ ወጻኢ ንዝዓብዩ ትጠቅም መጽሓፍ`ውን ጽሒፉ`ሎ። ኣሸናፊ`ውን ተወሳኺ ናይ ስእልን ቅብኣን ሞያ ኣለዎ

ኣሮን ክብረኣብን ኣሸናፊ ጫካን ኣብ`ዚ መደብ ቀሪቦም ጥዑም ጸወታኦም ኣስሚዖም ኣለዉ።

ኣብ`ዚ ጠዊቕኩም ስምዕዎም፡
0:00:00
Direct link
http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/08/07/c30ad3fa-1bfc-4a66-9e0a-04a793ccec4d.mp3?download=1




-------- Original message --------
From: hizbai_at_gmail.com
Date:08/08/2015 8:28 PM (GMT-05:00)
To: desweata at yahoo at com
Subject: ስነ-ጥበባውያን ኣሮን ክብረኣብ ካብ ላስቬጋስ፡ ኣሸናፊ ጫካ ካብ መቐለ, ኣብ መደብ ቂሐ-ጽልሚ


http://m.tigrigna.voanews.com/a/2907179.html


Sent from my iPhone




837DA0B9-F9C5-4594-A5E0-7AF6340CAD83_cx4_cy14_cw91_w900_r1_s_r1.jpg
(image/jpeg attachment: 837DA0B9-F9C5-4594-A5E0-7AF6340CAD83_cx4_cy14_cw91_w900_r1_s_r1.jpg)

Received on Sun Aug 09 2015 - 10:30:36 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved