ተስፋ ንገብር ድሕሪ ደጊም ኣብ ኤርትራ ዘይግሃድ ሕልሚ ንከይትሓልሙ ድቃስ ክትገድፍዎ “ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን”..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 3 Aug 2015 22:20:33 +0100

 ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ሰላም፤ ፍትሒ፤ ዲሞክራሲ ፤ሙዑሩይ ዝርግሓ ኣገልግሎታት ዝያዳ ኩለንተናዊ ዲሞክራሲን ሰብኣዊ
መሰልን ዝደሊ ኤርትራዊ ይኩን ወጻእተኛ እንተሎ፤ ንኤርትራ ከይሃወከ ኣብተን ብኣመሪካን መሻርክታን ሉዑል ሰላም፤ ፍትሒ፤
ዲሞክራሲ፤ክብረት ሰብኣዊ መሰል ረኪበን ዘለዋ ሃገራት ሊብያ፤የመን፤ዒራቅ፤ግብጺ፤ናጀሪያ፤ሶማሊያ፤ኢትዬጱያ ወዘተ ብምካድ
ክነብር ዝክልክሎ ሓይሊ የለን" ኣብ ኤርትራ ግን እዘን ሃገራት ረኪበኖኦ ዘለዋ ሰላም፤ ፍትሒ፤ ዲሞክራሲ፤ክብረት ሰብኣዊ
መሰል ንውሉድ ዎሎዶ ኣይክግሃድን'ዩ ግዜኩም ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘይጋሃድ ትምኒት ኣይተጥፍኡ እቲ ምንታይ ኤርትራ ሃገረ
ሰማእታት'ያ።
“ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን"
www.adalvoice.org.uk

                                                         ዘክሩ




h44oPFNNvI08.jpg
(image/jpeg attachment: h44oPFNNvI08.jpg)

Received on Mon Aug 03 2015 - 17:20:33 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved