ንክብሪ ብዓል ፋሲጋ እተንጸባርቅ ታሪክ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ፥ ብቋንቋ ትግርኛ እተዘንቱ ፊልም ክትዕዘቡ ነቅርበልኩም..ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 11 Apr 2015 18:17:58 +0100

ንመላእ ሕዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ንአመንቲ ክርስትና እንኳዕ ናብ ብዓል ፋሲጋ ኣብቅዓኩም ኣብቅዓናን እናበልና ንክብሪ
ብዓል ፋሲጋ እተንጸባርቅ ታሪክ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ፥ ብቋንቋ ትግርኛ እተዘንቱ ፊልም ክትዕዘቡ ነቅርበልኩም.
ታሪክ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ብቋንቋ ትግርኛ እተዘንቱ ፊልም ንምዕዛብ ኣብዚ ኣድራሻ ጠውቁ -
https://adalvoice.wordpress.com/




q7dWnv9rufoo134.jpg
(image/jpeg attachment: q7dWnv9rufoo134.jpg)

Received on Sat Apr 11 2015 - 13:17:57 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved