ዓ/ብሪጣኒያ ሓተቲ ዕቁባ ኤርትራዊን ዘቅርብዎ ምክኒያትን ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙና ዝብልዎ በደላትን ስጋኣትን ሓቂ ከምዘይኮነ ኣረጋጊጻ ሕጊ ቀይራ..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 3 Apr 2015 17:18:31 +0100

ኩሉ ከም ዝፈልጦ ንኤርትራ ከም ምድራዊት ገሃነበ እሳት ኣምሲልካ ኣብ ምግላጽን ምውዕዋዕን ዝተዋፈሩ ኤርትዊያን
ውልቀሰባት ዝርከብዎም ትካላት ተጣበቅቲ ሰብዊ መሰላት ብሃልትን ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ብፈላይ ድማ ኣብ ልዕሊ እቲ
ኣፍራይ ዝኮነ መንእሰይ ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት ዝተፈመ በደል ማእለያ የብሉን።

ሓቂ ብርእሳ እተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ ከም ዝብሃል እንሆ ዓባይ ብሪጣኒያ ንሓተትቲ ዕቁባ ኤርትራዊን ብዝምልከት
ዘቅርዎ ምክኒያትን ጠንቂ ስደት ኤርትዊያን ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙና ዝብልዎ በደላትን ስጋኣትን ሓቂ ከምዘይኮነ ኣረጋጊጻ
ሕጋ ቀይራላ።

ስጋብ እቲ ብቋንቋ እንግሊዝ ወጺኡ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ ተተርጉሙ ዝቀርበልኩም ብዓባይ ብሪጣኒያ ንሓተትቲ ዕቁባ ኤርትራዊን
ብዝምልከት ጸዲቁ ኣብ ስራሕ ድሮ ዊዒሉ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ ኢሚግረሽን ብዓባይ ብሪጣኒያ ከም ዘለዎ ነቅርበልኩም።

ሓሶት እናሓደረ ይፈኩስ ዝብልኩም ከምዚዩ።

ሰናይ ንባብ።
*ን**ን**ባብ አብዚ ጠውቁ - **https://adalvoice.wordpress.com/
<https://adalvoice.wordpress.com/>*


*​*


Untitledfnalw9999999999.jpg
(image/jpeg attachment: Untitledfnalw9999999999.jpg)

Received on Fri Apr 03 2015 - 12:18:31 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved