ትማሊ በጃ ሕዝቢ ሂይወቱ ክሕብ ዘይበቀቀ ሎሚ ሂይወቱ ከድሕን ገንዘባዊ ሓገዝካ ክብቀቆ ኣይግባእን ኢደይ ኢድካ ንበል ንስለ ድሕነት ተጋዳሊት ጸጋ የውሃንስ..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 31 Mar 2015 14:20:16 +0100

*ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራን ካብ ግዜ ንእስነታ ንህዝባን ሃገራን ዝተፈት ተጋዳሊት ጸጋ የውሃንስ ብዘጋጠማ ናይ ካንሰር
ሕማም ኣብ ሃገረ ሱዳን ምስ ይወትን ሞትን ተፍጢጣላ።*

*ተጋዳሊት ጸጋ ከም ሕብብቲ ተዋሳኢት ሓረገወይኒ ናብቲ ንቡር ጥዕናአ ክትምለስ እቲ ቀዳማይ ፍቃድ አምላክ ውን እንኮነ
ዘድሊ ሕክምናዊ ክንክንን መጥባሕትን ክትረክብ እንተ ኮይና ተሓቲታቶ ዘላ ገንዘብ ውን ካብ ዓቅማ ንላዕሊ ብምኳኑ ኩልና
ዓቅምና ነበርክት።*

*ሓገዝኩም እተበርክቱሉ ሕሳብ ባንኪ*

*Bank of America*

*Routing Number 121000358*

*Account Number 325054455072*

*ሓገዝኩም ምስ ኣበርከትኩም ንወልዱ የውሃንስ መጠን ዘበርከትክሞ ገንዘባዊ ሓገዝን ስምኩምን አብ ቁጽሪ ብምግባር
ሓብርዎ።*

*ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል።*



*​*


TdDFGiNx3yVE111.jpg
(image/jpeg attachment: TdDFGiNx3yVE111.jpg)

Received on Tue Mar 31 2015 - 09:20:29 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved