Traditional New Year Song: Lyric (Tigrigna)

From: <HBokure_at_aol.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 11 Sep 2014 11:46:34 -0400

ዮሐንሰይ ቅዱሰይ ንዘልዓለም ንጉሰይ
ዮሐንሰይ ዶ... ኣቶ ኣብሪሁዋ ንባይቶ
ዮሐንሰይ ቁዱሰይ ኣድሓንካያ ንነብሰይ
ዮሐንሰይ ዶ...ኣቶ ከም ራዛ ክኳረመ።
 
ኣብራህማይ ዶ...ኣቶ ኣብሪሁዋ ንባይቶ
ዑፍ ኣዳኖይ ክርኢ ዑፈይ በሪራ ኣቶት
ዑፍ መስቀል መሲላ ዑፍ መስቀል ኣምሲልና
ዕንባባ ቀላቅላት ዝመስላ ኣዋልደ
ኣደይ ኣብርሃለይ ክወርድ ማየ።
ይብራህኪ ጓለይ ረድዮ ማየ።
 
እምኒ ዘይብሉ ዝኣረኽዎ
ክርዳድ ዘይብሉ ዝመመኽዎ
ኣደይ ኣብርሃለይ ክወርድ ማየ
ይብራህኪ ጓለይ ረድዮ ማየ።
 
 
Received on Thu Sep 11 2014 - 11:46:35 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved