(VOA) ኣብ ፈስቲቫል መንእሰያት ሳዋ ካብ ዝቐረቡ ፈጠራታት ተክኖሎጂ | CyberAdal أدال الفضائية

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 3 Sep 2014 22:43:36 -0700

ኣብ`ቲ ኣዳራሽ ኤግዚቪጅን ሳዋ ቐሪቡ ዝነበረ ውጽኢታት ተክኖሎጂ ብርክት ዝበለ`ዩ። ንኹሉ ተዛዊርካ ክትርእዮ ግን፡
ተጸዋርነት ብርቱዕ ሃሩር ይሓትት። ኣብ`ቲ "ሃንገራት" ዝብሃል ግዙፍ ኣዳራሽ ዝነበረ ሙቐት፡ ካብ`ቲ ኣብ ደገ ዝነበረ
ዕጽፊ`ዩ ዝመስል።

ንገለ ከይረኣኻን፡ ነቶም መንእሰያት ሳይንትስት ከየዛረብካን ክትምለስ ግን ይኸብድ።

ኣነውን ከምኡ`የ ጌረ። እምበር ንኹሉ ዳህሲሰዮ ክብል ኣይክእልን።


http://cyberadal.wordpress.com/2014/09/04/voa-%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e1%8d%88%e1%88%b5%e1%89%b2%e1%89%ab%e1%88%8d-%e1%88%98%e1%8a%95%e1%8a%a5%e1%88%b0%e1%8b%ab%e1%89%b5-%e1%88%b3%e1%8b%8b-%e1%8a%ab%e1%89%a5-%e1%8b%9d%e1%89%90%e1%88%a8/

Ibrahim I. Suliman
Received on Thu Sep 04 2014 - 01:43:41 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved