Tesfanews.net: ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎዶቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ-2ይ ክፋል

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 25 May 2014 15:03:49 +0200

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎዶቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ-2ይ ክፋል

 

25.05.2014

 

ብጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣

 

ኣብዚ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቲ ቀዳማይ ክፋል ዘቕረብናዮ ጽሑፍ ኮይኑ፡ ንሓንቲ ካብተን ኣብ ፍልሰት መንእሰያት ኤርትራ ቀንዲ ተዋሳኢት ንዝኾነት ሜሮን እስቲፋኖስ፣ ምስኣ ዝተሓሓዙ ካልኦት ብሽም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰል ንዝተዋፈሩ ውልቀሰባትን፣ ዝድህስስ ይኸውን። ከምቲ ናይ ቀዳማይ ክፋል፣ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕብራት ሃገራትን [………]

 

Read in PDF below:




Received on Sun May 25 2014 - 09:05:22 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved