Meskerem.net: ኩሉ ነገራት ኣብ ግንዛበ-4ይ ክፋል

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 21 May 2014 22:14:48 +0200

ኩሉ ነገራት ኣብ ግንዛበ-4ይ ክፋል

 

ብተስፋልደት ባህልቢ

 

21.05.2014

 

ትሕዝቶ ኣርእስትታት፡

 

1. ኩሉ ነገር ኣብ ምግንዛብ

2. መቕድም

3. ሓተታ

4. ጠንቅታት ውድቀት ናይ ጀብሃ

5. ካልኣይ ህገራዊ ጉባኤን ፍርያቱን

6. ቀንዲ ውሳኔታት ጉባኤ

7. ምርጫ ሰውራዊ ባይቶ

8. ኣገባብ ቅብሊትን ፍቕድን ድምጺ

9. ሰደቓ ኣስማት ኣባላት ሰውራዊ ባይቶ ናይ 1975 ዓም

10. ድምደማ

 

መቕድም

ቃልስና ነዊሕ እዩ፣ ዓወትና ናይ ግድን እዩ ዝብል ጭርሖ ኣለና፦ ግን ዓወትና ናይ ግድን ክኸውን ናይ ግድን ድዩ? ዝብል ሕቶ ብምልዓል፣

 

“ንዓወት ዘብቅዓና ኣሰራርሓን ኣውዳድባን እንተለና ጥራይ እዩ ዓወትና ግድን ዝኸውን እምበር፣ ዕላማና ቅኑዕ ስለዝኾነ ጥራይ ቃልስና ክዕወት ይኽእል እዩ ማለት ኣይኮነን። ዘይብቑዓት እንተዄንና ክንዕወት ኣይንኽእልን ኢና። ጀብሃ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ መካነክ-ረውሕ እያ ዘላ፣ ጋም ማን እያ ትብል ዘላ‘‘

 

ተጋዳላይ ኢብራሂም ዓሊ፡ ኣብ ኣኼባ 1979 ዝመደሮ

 

ምንጪ፡ ቶጎርባ

 

፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠

ናይ መጀመርያ ኣንባባይ እንተኾንካ/ኪ ካብ 1-ክፋል ጀሚርካ/ኪ እንተኣምበብካዮ/ክዮ ተመራጺ እዩ። ነቲ ጽሑፍ ብሰፊሑ ንምንባብ ኣብቲ ታሕቲ ተለጢፉ ዘሎ ስቱር ሕጥቦ [PDF] ብምጥዋቕ ንባብኩም ቀጽሉ። ሰናይ ንባብ።

 

ብርሃነ ሃብተማርያም

 

   




Received on Wed May 21 2014 - 16:15:13 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved