Tesfanews.net: እቶም ምስ ሞትና ዜግነት ዝሃቡና: ንኽንጠፍእ ስለ ዝዓደሙና ኢዮም: ዘየድሓኑና!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Mon, 5 May 2014 00:48:50 +0200

 <http://www.tesfanews.net/the-case-of-lampedusa-and-flight-370/> እቶም ምስ ሞትና ዜግነት ዝሃቡና: ንኽንጠፍእ ስለ ዝዓደሙና ኢዮም: ዘየድሓኑና!

 

04/05/2014

 

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት,

 

ልብና ቁሩብ ተጠራጠሩ ይብለና ኣሎ:: ሎሚ ክሳብ ናይ ዜሮ ሰዓት ክንጠራጠር ኢና:: እንጠራጠረሉ ድማ ኣብ ናይ ማሊጅያ ነፋሪት ዝተሞርኮሰ ጥራይ ኣይኮነን: እንተላይ ኣብ ናይ ህልቂት ላምፓዱሳ ዝተመልከተ ‘ውን ኢዩ:: ግዳያት ላምፓዱሳ: ምስ ዝተፈላለዩ ዜና ማዕከናት ኣብ ዝሃብዎ ቃል: ናብ ሞት ዘሳጥሕ ዝኾነ ምኽንያት ኣይነበረናን ክብሉ እንከለዉ: ኣብ’ዛ ነፋሪት ቦይንግ 370 ኣመልኪቶም […]

 

ኣብ`ዚ ስቱር ሕጥበ-ጽሑፍ ምንባብ ቀጽል። ሰናይ ንባብ!

 

 




Received on Sun May 04 2014 - 18:50:24 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved