ቅሰኑ ሰማእታትና

 

ብደምና ብድምጽና

ናጽነት ህያው ኮይና

ቅሰኑ ሰማእታትና (2)

አሰይ አሰይ ኤርትራ

አምበልቢልኪ ባንዴራ

ተሳዒሩ ደመኛ

ዋናታትኪ ነጊስና

ሰላም ተወሊዱ

ፍትሒ ተፈሪዱ

          ቅሰኑ ሰማታትና (2)