Tesfanews.net: ኤልሳ ጭሩም፡ ሜሮን እስቲፍኖስን ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፡ ንጣብ ደም የማናይ ኢዶም ኣብ ኤርትራ-ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 9 Jul 2014 15:09:40 +0200

ኤልሳ ጭሩም፡ ሜሮን እስቲፍኖስን ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፡ ንጣብ ደም የማናይ ኢዶም ኣብ ኤርትራ

 

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

09.07.2014

 

„እዚ ጥፍኣትን ቅዝፈትን 400 ስደተኛታት ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ሰብ ንዓይ የሕመንን ይትንክፈንን፡ ምኽንያቱ፡ እዞም ቆልዑ እዚኦም ጌና ካብ ኤርትራ ቅድሚ ምውጽኦም ጀሚሮም: ምሳይ ዘለዎም ርክብ ጥቡቕ ኢዩ ነይሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ከኣ፡ ዝያዳ ኩነታቶም ንኽፈልትጥ፡ ንቐንዲ መሳርሕተይ ዝኾነ ንዓብደልረዛቕ፡ ምሉእ ስም ዝርዝራቶም ሓቲተዮ ኣረኪቡኒ ስለ ዘሎ፡ ንኹነታቶም ኣመልኪቱ ክትሓባበሮም ተወኪሰዮ ኣሎኹ“-ቃል ኣደ መንበር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም፡ ዕለት 08.04.201 ብድምጺ ካብ ዝተቐርጸ ዝተወስደ።

 

ካብ ሎንዶን፡ ኪኢላ ፍልሰት ሰባት ነጋዳይ ደቂ ኣዳም ኤርምያስ ግርማይ [ዓብደልረዛቕ] ካብ ሊብያ፡ እዚ ናይ ኣደ መንበር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም ቃል ብድምጺ ዝተቐድሔ መረጋገጺ ኣብ ኢድና ኣሎ።

 

ስለምንታይ ኢያ ኣደ መንበር ኤልሳ ጭሩም ነዚ ዘረባ እዚ ተዛሪባቶ? ንባብና ንከታተል።

 

ዝርዝራት ናይዚ ስነ-ጽሑፍ ኣብ ታሕቲ ተለጢፉ ዘሎ ስቱር ሕጥቦ [PDF] ጠዊቕካ/ኪ ብሰፊሑ ኣንብቦ/ዮ።

 

ብርሃነ ሃብተማርያም

 

???? ????? ?????? ?? ?? ??? 03-10-2013 ????? ??? ?????? ??? ????????'???? ???? 03-04-2011? ??? 400 ??????? ???? ??? ?? ??? ????? ???? ህልቂት ላምፓዱሳ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ዕለት 03.019.2013 ዝተራእየ ፍጻሜ ኣይኮነን፡ ብዙሕ ኣይተዘርበሉን እምበር፡ ብዕለት 03.04,2011፡ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ብቡምባ ባሕሪ ሓይሊ ኔቶ ተቐዚፎም እዮም። ኣብቲ እዋን`ቲ ኤልሳ ጭሩም ነቶም ግዳያት ኣመልኪታ፡ ጌና ካብ ኤርትራ ኣትሒዞም ክብገሱ እንከለዉ ስጡም ርክብ ከም ዝነበራን፡ ዝርዝር ኣስማቶም ካብ ዓብደልረዛቕ ከም ዝረኸበቶ ገሊጻ ኔራ። ምስ ዓብደልረዛቕ ከመይ ኢላ ርክብ ጌራ? ንበይና ድያ ተካይዶ ኔራ?






image002.jpg
(image/jpeg attachment: image002.jpg)

Received on Wed Jul 09 2014 - 09:10:06 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved