ምልክታ 8.መጋቢት 2014

From: Ghebre Alghanesh <aghebre_ghebre_at_yahoo.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 27 Feb 2014 15:27:15 +0000 (GMT)

ዝኸበርኩም ኣመሓደርቲ መርበብ ሓቤሬታ ዕዙዝ ሰላምታ ይብጻህኩም ከሙወን ኣብ መዓልታዊ ስራሕኩም ኣሳልጦ  ይምነየልኩም። ኣቲ ዘሎኩም ጽዕቐት  ስራሕ ኣናተረዳእኩ ተውሳኪ ሕጽር ዝበለት መሊክቲ  ደጊምኩም ኣብ መርበብኩም ንክትሰቅሉለይ ብትሕትና እሐተኩም ። ብእትገብርዎ ምትሕብባር ምስጋናይ ወሰን የብሉን፡ደጊመ የቀንየለይ ክብሪ ይሀብኩም ከምኡውን ኣብ ሰራሕኩም ኣሳልጦ ይትምነየልኩም። ምስ ምሉእ ክብረት ኣልጋነሽ ገብረ 


Received on Thu Feb 27 2014 - 10:27:20 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved