መንጎ መንጎ የለን ዕዳጋ ወሪድካ መትከልካ ኣነጽር ነግ ፈረግ ከይበልካ ናብራ ኣይትበሎ ጭራኻ ደጒልካ… ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 31 Dec 2014 14:10:23 +0000

ህዝባዊ መኸተ ኣብ ሚድያ

ወጻኢ ኣታዊ ነኪኻ ደሚርካ

ኪሳራ ትርፍኻ መቒልካ ‘ራቢሕካ

ኣብ ሓዲኡ ርገጽ የማን ጸጋም ኢልካ

መንጎ መንጎ የለን ዕዳጋ ወሪድካ

ተበላጺ ኣይትኹን ኣብ ድሙቕ ሳዕሲዕካ

መትከልካ ኣነጽር ነግ ፈረግ ከይበልካ

ግራጫ ኣይትጥሓል ኩነታት መዝሚዝካ

ናብ ሓዲኡ ወግን ጻዕዳ ጸሊም ኢልካ

ወይ ብክብረትካ መንግስቲ ሓቚፍካ ምስ ህዝቢ ወጊንካ

ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ https://adalvoice.wordpress.com/
<https://adalvoice.wordpress.com/>





jpg.png
(image/png attachment: jpg.png)

Received on Wed Dec 31 2014 - 09:10:28 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved