"ህ.ግ.ደ.ፍ" ሎሚ ጽባሕ እቲ ዘይንቅነቅ ሃገራዊ ሓይሊ ህዝቢ ኤርትራ እዩ! እቲ ሓቂ ንሱ ምኳኑ ኣሚንኩም እቲ ዕረ ውሓጥዎ "ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን"..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 29 Dec 2014 12:08:45 +0000

ኣብ ገለ እዋን፡ ካብ ታሪክ ብኣዝዩ ዘሕፍር ስዕረት ዝተሰናበቱ ወገናት እንታይ ከምዝብሉ ክትሰምዕ ትህንጠ ኢካ።
እቲምንታይ ንስዕረቶም እንታይ ኢሎም ኮን የመክንይሉ ብዝብል ምክኒያት። ኣብዚ እዋን ብካድረታት ወያነን ሰዓብቶምን
ዝጸሓፉ ዘለዉ ጽሑፋትን ብቃላቶም ዝህብዎ ዘለዉ መግለጺታትን፡ ግደፍ ንዓና ንኤርትራውያን ሰብ እቲጉዳይ፡ ነቲ ናትና
ዝብልዎ ህዝቦም`ውን እንተኮነ ከእምን ዘይክእል ሕልሚ ካብምኳን ሓሊፉ ካልእ ፋይዳ የብሉን....ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ
Links ጠዉቑ https://adalvoice.wordpress.com/




28154441kngieams.png
(image/png attachment: 28154441kngieams.png)

Received on Mon Dec 29 2014 - 07:08:49 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved