ታሪክን ጅግንነትን ሕዝቢ ኤርትራ “ታሪክ መንእስያት’ዩ” መንእስይ ድማ ናይ ምዕቃቡ ሓላፍነት ኣለዎ: ኣቶ ሙሉብርሃን በርሀ ኣብ ኣኼባ “መንእሰያት ህ.ግ. ደ.ፍ”..ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 17 Dec 2014 16:28:10 +0000

ብመንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ ዓባይ ብርጣንያ ዝተወደበ ብ14/12/2014 ካብ ኩለን ከተማታት ዓባይ ብርጣንያ ዝመጹ
ኣለይትን ሓለፍትን ኣባላትን መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሸአፊልድ ተቃኢዑ::

ኣብቲ ብዓይነቱን ትሕዝቶ መደባቱን ፉሉይ ዝኾነ ኣኼባ መንእሰያት፡ ሓላፊ መንእሰያት ከተማ ሸፊልድ መንእሰይ ዳኒኤል ናይ
እንቑዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ
ምባሉ ጸሓፊ ሃገራዊት ኽማግለ ዓባይ ብሪጣንያ ኣቶ መሓሪ እስቲፋኖስ ናይቲ ዕለት ኣኼባን ዝተሰርዑ ኣጀንዳታት ብዝርዝር
ድሕሪ ምብርሁ: ብኣካየድቲ
መንእሰያት ህ.ግ. ደ.ፍ ን ኣቋውማን ኣባልነተን መንእሰያት ህግደፍ ዘነጽር ዝርዝራዊ ሓበሬታ ቀሪቡ..ንምሉእ ንባብ -
ኣብዚ Links ጠዉቑ
https://adalvoice.wordpress.com/ <https://adalvoice.wordpress.com/>




paVtM615PrEr__1_12.jpg
(image/jpeg attachment: paVtM615PrEr__1_12.jpg)

Received on Wed Dec 17 2014 - 11:28:12 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved