Tesfanews.net: ሕዱር ዓሻ እንክልብም: ኣብ ጥፍራርያ ይሕባእ-ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat Dec 13 07:15:05 2014


 <http://www.tesfanews.net/wedi-taba-and-et-al/> ሕዱር ዓሻ እንክልብም: ኣብ ጥፍራርያ ይሕባእ


13 December 2014.

ጓህሪ ኢየ ዝብል እንተፈከረ ፡ ሓሙኽሽቲ ኢዩ ትርፉ!!!

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት ፡

ኣብ’ዚ ዘለናዮ ዘበነ ዓውሎማ 21 ክፍለ ዘመን: ነበረያ ነበረ ዝዝንተወሉ: ጽላለ ንቡር ተወሲዱ: ብዕራይ:- መላእ ኮይኑ ወለደ:: ህበይ ‘ውን ሰብ ኮይኑ ነገደ: ዝበሃለሉ ዘበን ኣይኮናን ዘለና:: ዘበነ ቑርዲድ ሰጊርናዮ ኢና:: ነዚ ክንሰግር ግን: ብዙሕ ክነግር ኣይኮነን ዘድልየና ነይሩ: እንታይ ድኣ? ኣብ ባይታ ብተወፋይነት ክንረባረብ ኢዩ ዝሓተና ነይሩ:: ………………………..

ንምሉእ ትሕዝቶ‘ዚ ጽሑፍ ኣብ‘ዚ ታሕቲ ዘሎ ስቱር ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ [PDF] ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኹም።

ብርሃነ ሃብተማርያም

??? ?? ??? ?????? ? ????? ?? ???!!!






image003.jpg
(image/jpeg attachment: image003.jpg)

Received on Sat Dec 13 2014 - 07:15:05 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved