ናይ ሞትን ህይወትን ሓገዝ ኩሉ ዝሓትት ጻውዒት”ስድራቤት ተጋ ወዲ ኣስናይ” ትማሊ ህይወታ ዝወፍየት ስድራ ቅሰኑ ንበሎም” ሓገዝና ኣይፍለዮም..ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 10 Dec 2014 14:32:50 +0000

ተጋዳሊት ኣስያ መሓመድ ስዒድ ማንታይ በዓልቲቤቱ ንስነጥበባዊ ዳይረክተርን ደራሲን መሓመደ ኣስናይ ( ወዲ ኣስናይ)
KIDNEY FAILURE ኮላሊት ንምትካእ KIDNEY TRANSPLANT ሕክምናዊ መስርሕ ዝጠልቦ ገንዘብ ልዕሊ ዓቕሚ ስድራቤት
ስለዝኾነ ኹልኹም ስድራቤትን ፈተውትን ጉዱሳትን ዓቕምኩም ዝፈቕዶ ገንዘባዊን ሞራላዊን ደገፍ ክትገብሩ በዚ ዝስዕብ ናይ
ባንክ ሕሳብ ሓገዝኹም ከተበርኽቱ ብትሕትና ንሓትት;;

A/C NO 2201905452
ACCOUNT : NAME AKBERET GHIRMAY
BANK NAME: KCB BANK (U) LTD
SWIFT CODE: KCBLUGKA
ADRESS P.O.BOX 7399 , KAMAPLA
UGNADA
LOCATION: KAMPALA ,ROAD
KAMPALA – UGANADA
ተጋዳሊት ኣስያ መሓመደ ስዒድ ማንታይ
ኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኮይና
1 ኤልሃም መሓመድ ኣስናይ ዕድመ 13 ዓመት
2 ራሓን መሓመድ ኣስናይ ዕድመ 10 ዓመት
3. ሪሚ መሓመድ ኣስናይ ዕድመ 5 ዓመት
4, ኣስናይ መሓመድ ኣስናይ ዕድመ 11/2 ዓመት
ንዝያዳ ሓበሬታ
ብ ቴሌ +249966642673 ( መሓመድ ኣስናይ)
ወይ face book: Mohamed Asenai_at_facebook.com
ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

post by Adal voice of Eritreans - Web - https://adalvoice.wordpress.com


1015218mUnGZORFa.jpg
(image/jpeg attachment: 1015218mUnGZORFa.jpg)

Received on Wed Dec 10 2014 - 09:32:52 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved