(CAP) Amnesty International Reports on Ethiopia human rights record VOA

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 29 Oct 2014 10:03:29 -0700

Horn of Africa
<http://tigrigna.voanews.com/archive/horn-of-africa/latest/2919/2919.html>
http://tigrigna.voanews.com/content/amnesty-international-ethiopia/2499942.html
ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኦሮሞቶት ግፍዕታት ትፍጽም-ሓዲሽ ሪፖርት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሰብ ሓሳቡ ብምግላጹ ዝተእስረ ጥር ዝብል ሰብ የለን ኢሉ`ሎ'

   - ሓትም <http://tigrigna.voanews.com/articleprintview/2499942.html>
   - Share:
   <http://tigrigna.voanews.com/emailtofriend/article/2499942.html?share=true>


   -
   -
   -

MULTIMEDIA
ድምፂ

   -

   Amnesty International Reports on Ethiopia human rights record
   - ስማዕ <http://tigrigna.voanews.com/audio/2499940.html>
      - Playlist <javascript:opened=winOpened(); if (!opened)
      window.__playerWindow =
      window.open(winUrl(4,'2499940',false),winName(),winSettings);
      winSetup(4,'2499940',false, opened);>

28.10.2014 22:22

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ከም ኣካል ጭፍለቓ ፖሊቲካዊ ተቓውሞ ፡ ብውሕዱ 5000 ኣባላት ብሄረሰብ ኦሮሞ ኣሲሩ ከምዝርከብ
ኣምነስቲ ኣብ ሪፖርቱ ኣፍሊጡ`ሎ።

"ናይ ኣሸሓት ሰባት ማእሰርቲ፡ መስቀይቲ፡ ኣስገዳድ መስወርትን ቕትለትን" ዝርከቦ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰል ከምተፈጸመ፡
ነቲ ሪፖርት ዘጽንዐት ክሌር በስተን ገሊጻ`ላ። "ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ብምግማት ጥራሕ ዝእሰሩ`ውን ኣለዉ"

ኣብ ክሊ ኦሮሚያ ክምርመራ ኸለዋ ጾታዊ ዓመጽ ዝፍጸመን ብዙሓት ምዃነን`ውን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊጹ`ሎ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሰብ ሓሳቡ ብምግላጹ ዝተእስረ ጥር ዝብል ሰብ የለን ኢሉ`ሎ'

ኣምነስቲ ግን፡ ነቲ ፍጻመ ካብ ምኽሓድ ክምርምርዎ ኢና ንምዕድ፡ እዚ ድማ፡ ዓለም-ለኸ ሕጊ የገድዶም`ዩ ኢሉ`ሎ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
Amnesty International Reports on Ethiopia human rights record

Ibrahim Suliman
Received on Wed Oct 29 2014 - 13:03:32 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved