Madote.com: ጠንቂ ግጭጥ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን 1ይን 2ይን ክፋላት

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Mon, 20 Oct 2014 14:40:06 +0200


ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን 1ይን 2ይን ክፋላት


A Look Back at the Eritrean-Ethiopian Border Conflict


ጥቅምቲ 20, 2014 | 2:34 AM


ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ብድምጺ ራድዮ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ዝፍኖ : ቃለ መሕተት ምስ ፕረዝደንት ክልል ትግራይ ነበር ኣይተ ገብሩ ኣስራት (ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ) ንጉዳይ ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣብ'ቲ መጽሓፉ ኣስፊርዎ ዘሎ መብርሂ ንክህበሉ ትሓቲቱ ምንባሩን ኣብ ቅርሕንትን ጽልእን: ኣብ ሕልምን ሓሶትን ዝተመርኮሰ ዝሃቦ መልሲ ዳርጋ ኩላትና ተኸታቲልናዮ ክንከውን ተስፋ እገብር። ስለዚ ከምቲ ናቱ ዕጀውጀው ዘይኮነ: ኣብ ጭቡጥ መወከሲና ተመርኰሰ ከም ኩለ ኤርትራዊ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝሓምም ገለ ክብሎ ክፍትን እየ። ትሕዝቶ ጽሑፈይ ከምቲ ኣብ ኣርእስተይ ጠቒሰዮ ዘሎኹ ጠንቂ ግጭት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን : ዝሓለፈ መድረኻትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ኮይኑ ኣብ 3 ክፋላት መቓቒለ ከቕርቦ ክፍትን እየ። እንሆ 1ይን 2ይን ክፋላት- ሰናይ ንባብ:

 

ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፋት ጠዊቕካ/ኪ ኣምብቦ/ብዮ።

ብርሃነመስቀል ሃብተማርያም






 <http://1.bp.blogspot.com/-BN-KufZZtI0/UrBdwAx776I/AAAAAAAAEgU/E3LXAVd7dxc/s1600/badme+-eritrea.jpg> http://1.bp.blogspot.com/-BN-KufZZtI0/UrBdwAx776I/AAAAAAAAEgU/E3LXAVd7dxc/s1600/badme+-eritrea.jpg


13 years later, Ethiopia still refuses to respect international law by not vacating from sovereign Eritrean territories

 

 






image003.jpg
(image/jpeg attachment: image003.jpg)

Received on Mon Oct 20 2014 - 08:40:28 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved