Tigrigna.Voanews.com: መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ብዓይኒ ባዓል ሞያ ሕጊ (1ይን 2ይን ክፋላት)

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 19 Oct 2014 15:08:04 +0200


መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ብዓይኒ ባዓል ሞያ ሕጊ (1ይን 2ይን ክፋላት)


ገብረ ገብረመድህን

Last updated at: 19.10.2014

ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተ ዲሲን ከባቢኣን ናይ ሕጊ ጠበቓ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ’’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ ‘’ዘርእስታ ብኣቶ ገብሩ ኣስራት ንዝተፅሓፈት መፅሓፍ ብዓይኒ ሕጊ ገምጊምምልና ኣለው።

ኣብ ሓድ ሓደ ኣቶ ገብሩ ዘልዓልዎም ነጥብታት እውን ሪኢቱኦም ኣካፊሎምና ኣለው።ንዝርዝሩ የምድፁ።


ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ(ቀዳማይ ክፍሊ)


 

http://tigrigna.voanews.com/audio/2483833.html

*************************************************************************


መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ብዓይኒ ባዓል ሞያ ሕጊ (2ይ ክፍሊ)


Last updated at: 19.10.2014

  ብዓል ሙያ ሕጊ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተባረሩ ኢትዮጵያዊያን፣መግዛእታዊ ውዕላት ኢትዮጵያን ጣሊያንን፣ስምምዕ ኣልጀርስን ካልኦትን ጉዳያት ዳህሲሶም ኣለው።

ኣብ ሞንጎ ጣልያንን ኢትዮዽያን ዝተኸትመ ውዕል ብመሰረቱ ዝሞተን ዝተቀብረን‘ዩ ምስ ዝብሉ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝሰማማዕ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ፣እቲ ፀገም መንግስቲ ኢትዮዽያ ብመሰረት እቲ ዝሞተን ዝተቀብረን መግዛእታዊ ውዕላት ንዶብ ንክጥረር ምውሳኑ‘ዩ ይብል።

ብዛዕባ ካብ ክልቲኤን ሃገራት ዝተሰጎጉ ሰላማውያን ሰባት ክዛረብ ከሎ፣ሰላማዊያን ሰባት ካብ ሓንቲ ሃገር ቅድሚ ምስጓጎም ሕጋዊ መስርሕ ከይሓለፈ ዝፍፀም እንተኾይኑ ተቀባልነት ዘይብሉ‘ዩ ይብል።

ኣብዚ የድምፁ።

http://tigrigna.voanews.com/audio/2487678.html

 

 

 

 

Received on Sun Oct 19 2014 - 09:08:11 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved