[dehai-news] ትምህርቲ ካብ ላምፐዱሳ

From: Hizbawi Awet <geduseritrawi_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 26 Oct 2013 19:27:31 -0700

ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ደሃይ
ፍጻመ ላምፐዱሳ ካብ ኣእምሮና ምልጋስ ኣቡዩ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ ድማ ወቐሳን ነቐፌታናን ናብቶም ሃንደስቱ ንብሎም ዘተኩር
ጽሑፋት ይወጽእ ኣሎ። እንተ ዀነ ካብ ነቲ ፍታሕ ዘየምጽኣልና ሳዕቤን ምጭቕጫቕ ነቲ ምንጪ ንብሎ እንተ ዓበስና ዝሓሸ
እዩ ካብ ዝብል ኣተሓሳስባ ብሓቂ ናብቲ ምንጪ እናተኮርና ፍታሕ ባዕልና ክንሕብር ወይ ከነምጽእ ይበልጽ ካብ ዝብል ነዛ
ዝልእካ ጽሕፍቲ ኣብ መበብኩም ከተስፍሩዋ እላቦ።

ግዱስ ሃገራዊ።




Received on Sun Oct 27 2013 - 00:28:24 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved