[dehai-news] ንግዳያት መንግስተ ሰማያት ንስድራቤት መወቲ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም “ኤርትራውያን ተቐማጦ ሊድስን ከባቢኣን “

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 21 Oct 2013 01:07:25 +0100

ብምኽንያት እቲ ኣብ ደሴት ላምፓዶሳ ብዕለት 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ “ላምፓዶዛ” ዘጋጠመ ናይ
ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ሓደጋ ሃገራዊ ኮምዩኒት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሊድስን ከባቢኣን “ዓዲ እንግሊዝ ”
ዝተሰማዓና መሪር ልባዊ ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ:: እዚ ዘጋጠመ ሓደጋ ብፍላይ ንወለድን መቕርብን : ብሓፈሻ ድማ ንመላእ
ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል::

ንግዳያት መንግስተ ሰማያት ንስድራቤት መወቲ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ::
ሃገራዊ ኮምዩኒት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሊድስን ከባቢኣን

http://adalvoice.wordpress.com/




images.jpg
(image/jpeg attachment: images.jpg)

Received on Sun Oct 20 2013 - 21:48:48 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved