[dehai-news] ቁሸት ኤርትራ ኣብ ጉፒንገን፡ ጀርመን

From: Yohannes Mebrahtu <mebrahtu_at_msn.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 31 Aug 2013 20:38:10 +0200

ዕድመ ንኹሉ ኤሪትራዊ

እቲ ልሙድ ዝኾነ ንግደት ናይ ጎፒንገን ሎም ዓመት‘ውን ካብ ዓርቢ 6 መስከረም ክሳብ ሰንበት 08 መስከረም 2013 ክካየድ ኢዩ (06-08.2013)። ኩለን ማሕበራትን ሃገራውያንን፡ ከም ወትሩ ንቁሸት ኤርትራ ኣብ ጉፒንገን ከነምውቅን ከነማዕርግን ዛጊት ሎም‘ውን ከም ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ትጽቢትናን ምንዮትናን ኢዩ።

ብደሓን ምጹኡ!

ማሕበረሰብ ጎፒንገን






Received on Sun Sep 01 2013 - 00:03:22 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved