[dehai-news] Fwd: ብዓል ዝኽሪ 52 ምጅማር ብረታ ዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣ ብ ፍራንክፈርት ዕለት 07/09/201 3

From: Dimtzi Eritrawian Kab German <eritreanvoice.germany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 27 Aug 2013 23:34:32 +0200

ብዓል ዝኽሪ 52 ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፍራንክፈርት ዕለት 07/09/2013 ካብ ሰዓት 14-24
ኣብ ግሪስሃይም ክኽበር እዩ። ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ ከኣ ጉጅለና ብዓቢ ክብሪ ትዕድም። ምሉእ ሓበሬታ ፖስተር
ተመልከት። ኣብ ምሕባርን ምዝርጋሕን ሓበሬታ ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና።

ብደሓን ምጹ!
ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር ደ.ፍ.
ፍራንክፈርት



--
Wetru Awet nhafash!
Tedros Goitom




Received on Tue Aug 27 2013 - 19:46:39 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved