[dehai-news] ኤርትራ ምስ ኣመሪካ ጸገም የብላን እቲ ጸገም ግጉይ ኣመለኻኽታ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ’ዩ “ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል”

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 6 Aug 2013 22:56:56 +0100

ኤርትራ ምስ ኣመሪካ ጸገም ከምዘይብላን ይኹንምበር ግጉይ ኣመለኻኽታ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊዚ ናጻ ፖለቲካዊ መስመር
ኤርትራ፥ ጸገም ዝምድና ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ምዃኑ ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ኣስሚሩሉ።
ብዛዕባ ናይ ዶብ ጉዳይ ምስ ኢትዮጵያ ንምሽምጋል ብኸም ሩስያ፡ ቱርኪ፡ ቐጠር ከምኡውን ሱዳን ዝኣመሰላ ሃገራት
ዝተፈላለየ ተበግሶታት ክካየድ ከምዝጸንሐ ዘመልከተ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ፡ ኤርትራ ብዛዕባ ውዱእ ዝኾነ ጉዳይ ዶብ
ተመሊሳ እትዘራረበሉ ምኽንያት የብላን ኢሉ።ንሙሉእ ንባብ http://adalvoice.wordpress.com/
Received on Wed Aug 07 2013 - 09:02:26 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved