[dehai-news] (LIVE PAL- TALK SEMINAR)፤ መንእሰይ ተድሮስ ጎይታኦም ኣቦ መንበር ማእከላይ ኮሚተ YPFDJ ኣብ አውሮጳ @YOUNG EPLF1 ROOM

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 5 Jul 2013 13:34:11 +0100

መንእሰ ይ ቴድሮስ ጎይትኦም ኣቦ መምበር ማእከላይ ኮሚተ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ኤሮፓ _at_Young EPLF ንቀዳም 6
July 2013 ሰዓት 8pm London Time (GMT) መንእሰ ይ ቴድሮስ ኣብዚ ሰሚናር ውጺኢታትን ዊሳኔታትን 9ይ
ዋዕላ መንእሰያትን ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት መንእሰያት ግንባርን ዕላማታትን ምዕባሌታትን ተዘክሮ ሰፊሕ ሰሚናር ከካትደልና
ኢዩ
ኣገዳስነት ዊዳቤን መንእሰያትን ዓቅምታቶም ወዲቦም ቁጠባን ሞያዊን ኣበርክቶኦም ዝእዝዙሉን ንዝያዳ ሕምባበ ክገብር
ዘለዎምን ከብሪሃልና ኢዩ።
በዚ ኣጋጣሚ Eritrean unity worldwide EPLF1 ንኩሉ ጉዱስ ሃገራዊ ነዚ ሰፊሕ ሰሚናር ንምክትታል ይዕድም
ብሰላም ምጹ ዘል ኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ዓወት ሓፋሽ !

link http://adalvoice.wordpress.com <http://adalvoice.wordpress.com>


[image: Inline image 1]




Eritrean-Interview-with-Tedros-Goitom-e1372596991178.png
(image/png attachment: Eritrean-Interview-with-Tedros-Goitom-e1372596991178.png)

Received on Fri Jul 05 2013 - 15:07:54 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved