[dehai-news] correction : መንእሰ ይ ቴድሮስ ጎይትኦም ኣቦ መምበር ማእከላይ ኮሚተ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ኤሮፓ ንቀዳም 6 ሓምለ 2013 ሰዓት 21:00 (ኣቆጻጽራ ጀርመን)

From: Dimtzi Eritrawian Kab German <eritreanvoice.germany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Sun, 30 Jun 2013 15:52:34 +0200

http://youtu.be/IgXkV65Pgwg


[image: Inline-Bild 1]
መንእሰ ይ ቴድሮስ ጎይትኦም ኣቦ መምበር ማእከላይ ኮሚተ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ኤሮፓ _at_Young EPLF ንቀዳም 6
ሓምለ 2013 ሰዓት 8pm London Time (GMT) መንእሰ ይ ቴድሮስ ኣብዚ ሰሚናር ውጺኢታትን ዊሳኔታትን 9ይ
ዋዕላ መንእሰያትን ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት መንእሰያት ግንባርን ዕላማታትን ምዕባሌታትን ተዘክሮ ሰፊሕ ሰሚናር ከካትደልና
ኢዩ
ኣገዳስነት ዊዳቤን መንእሰያትን ዓቅምታቶም ወዲቦም ቁጠባን ሞያዊን ኣበርክቶኦም ዝእዝዙሉን ንዝያዳ ሕምባበ ክገብር
ዘለዎምን ከብሪሃልና ኢዩ።
በዚ ኣጋጣሚ Eritrean unity worldwide EPLF1 ንኩሉ ጉዱስ ሃገራዊ ነዚ ሰፊሕ ሰሚናር ንምክትታል ይዕድም
<iframe width="560" height="315" src="//www.youtube.com/embed/IgXkV65Pgwg"
frameborder="0" allowfullscreen></iframe>
ብሰላም ምጹ ዘል ኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ዓወት ሓፋሽ !




image.png
(image/png attachment: image.png)

Received on Sun Jun 30 2013 - 12:39:02 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved