[dehai-news] እቲ ሓደ ከም ትሽዓተ እቶም ትሽዓተ ውን ከም ሓደ እናሓሰቡ እምበርዶ እዞም ስባት ናትና`ዮም ?

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 27 Jun 2013 21:58:11 +0100

ርእሰ-ምትእምማን ምፍጣር፤ ፍትወት ሃገር ከም ዝዛይድ ምግባር፤ሓላፍነት ከም ዝስምዓካ ምግባር፤ ምክብባር ተዕዝዝ፤
ሓቅነት ምስራጽ፤ ስነ- ኣእምሮኣዊ ምድግጋፍ ተዛይድ፤ ትሕትና ተማዕብል፤ ልግሲ ትለምድ፤ብስለት ተዕርግ፤ ምድንጋጽ
ትዝክር፤ ስስዐ ተጉድል፤ ዋዛን ጸወታን ተዕስል፤ ተገዳስነትን ተሓታትነትን ትናፍቅ ፤ኣብ ምምራሕን ምእላይን ተተኵር፤
ሃልኪ ተውሕድ፤ ኣብ ዕርክነታዊ ምዕባለ ተድህብ ። እዚኩሉ ክብርታት`ዚ ንውጽኢት ስራሕ ዘማሓይሽ፡ ኣብ ግዜ ብድሆ
ሞራላዊ ተወፋይነት ዘህንጽ፡ ጽኑዕ ሓባራዊ ርድኢት ዘኾስኩስ፡ ትርጉም ዕብየትን ምዕባለን ዘደግፍ ፡ ገበናዊ ፈተነታት
ዝንኪ ፡ ጽቡቅ ህዝባዊ ምስልን ዝናን ዘጉልሕ፡ ዘየድሊ ሃልኪ ዘጉድል ፡ጠለብ ዓማዊልን ተገልገልትን ዘመልእ፡ ገንዘባዊ
ቆጣብነት ዘፍልጥ፡ መንፈሳዊ ርግኣትን ነብሰ ፍቅርን ዘጥሪ፡ ኣእምሮኣዊ ሰላም ዘስፍንን ራእይ ክህልወካ ከም ዘለዎ
ዘእምንን እዩ። መንእሰይ ኤርትራ`ውን መሰረታውያን ዕጥቁ ብዘይካ`ዚ ካልእ ዕጥቂ የብሉን ።
እንተቶም ወትሩ ተንኮል ዝቅናቶም ብምንቀኛታት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝተኮስኮሱ ዝውንንዎ ሓሳድ ባህርያት ድማ
 ንተዓዘብ...... - ንሙሉእ ንባብ - http://adalvoice.wordpress.com/
<http://adalvoice.wordpress.com/>
[image: Inline image 1]




thCAD4FUAJ.jpg
(image/jpeg attachment: thCAD4FUAJ.jpg)

Received on Thu Jun 27 2013 - 23:16:58 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved