[dehai-news] ኤርትራዊያን ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ 20 ስነ ማዓልቲ ስማእታት ብኽብ ዝበለ ሃገራዊ ወኒ ሰማእታቶም ዘኪሮም " ኣዳል "

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 25 Jun 2013 00:51:05 +0100

ኣብቲ ብ23 ሰነ 2013 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ኣዳራሸ ሳዳካ ህጻናት መእሰያት ወለዲ ብሓፈሻ ኣስታት 400 ተቐማጦ ከተማ
ሸፌልድ ዝተረኽብዎ ዝኽሪ እቲ መደብ ብ ህጻናት ዝቐረበ ሃገራዊ መዝሙርን መዝሙር ሰማእታትን ተኽፊቱ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣቦ
ወምበር ኮሙኒቲ ከተማ ሸፌልድን ከባቢኣን ኣቶ ኣርካን ፍስሃየ ንተሳተፍቲ ርዝነትን ኣመዓባብላ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት
ኣመልኪቱ መግለጺ ድሕሪ …ንሙሉእ ንባብ - http://adalvoice.wordpress.com/
<http://adalvoice.wordpress.com/>
<http://adalvoice.wordpress.com/>
Received on Mon Jun 24 2013 - 21:49:04 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved