[dehai-news] (Audio)19June ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ብገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ ሓይልኣብ ተስፋይ ተኻይዱ:

From: gidewon habtom <gidewon1_at_hotmail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 21 Jun 2013 15:49:07 +0100

19 June _at_Eritrean Unity Worlwide EPLF Room
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ታሪኽ የለን ዝብል ኣምር ብግብሪ ተራእዩ፣ ብምኽንያት እዚ ረዚን እለት 20 ሰነ ምርኩስ ብምግባር ሓርበኛ ሓይልኣብ ጅግንነትን ሕድሪን ሰማእታትና ብዝብል ሰፊሕን ኣገዳስን ሰሚናር ኣካይዱ: ኣብዚ ስዒቡ ዘሎ ክትሰምዑዎ ትኽእሉ ኢኹም:
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ጊደዎን (ፍላንሳ)http://www.youtube.com/watch?v=81P6gsvXJm0
Received on Sat Jun 22 2013 - 12:23:08 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved