[dehai-news] ሽማግለ ሓይሊ ዕማም ፈስቲቫል ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ኩለን ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ቖይመን " ኣዳል "

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 17 Jun 2013 23:30:19 +0100

ኣብቲ ብ 16 ሰነ 2013 ካብ ሸፊልድ,ማንችስተር,ሊድስ,ኖቲንግሃም ዝመጹ ኣካየድቲ ኣካላት ኮሚኒቲታት ኣብ ከተማ
ሸፊልድ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ናይ ሎምዘበን ካብ 13-14 ሓምለ 2013 ብደረጃ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ
ዝካየድ ፈስቲቫል፡ ተራ ኩለን ከተማታት ኣብቲ ፈስቲቫል ንምድማቕ ተታሒዙ ንዘሎ መደባት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ
ንፍስወከፍ ከተማ 6 ዛኣባላታ ሽማግለ ሓይሊ ዕማም ፈስቲቫል ዓባይ ብሪጣንያ ኣቑመን::
ብተመሳሳሊ ብ 15 ሰነ 2013 ከተማታት በርሚንግሃምን ኮቨንትሪን, ኣብ በርሚንግሃም..... ንሙሉእ ንባብ -
http://adalvoice.wordpress.com/

[image: Inline image 1]




0.jpg
(image/jpeg attachment: 0.jpg)

Received on Mon Jun 17 2013 - 22:07:51 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved