| Jan-Mar 09 | Apr-Jun 09 | Jul-Sept 09 | Oct-Dec 09 | Jan-May 10 | Jun-Dec 10 | Jan-May 11 | Jun-Dec 11 | Jan-May 12 | Jun-Dec 12 |

[dehai-news] ማዕበላዊ መገሻ -- Book review April 20, 2013, 4:00 PM, at Enjera Restaurant 549 23rd street, South Arlington, Va, 22202

From: Dawit Gebremichael Habte <goblel_at_hotmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 17 Apr 2013 23:51:57 +0000

ማዕበላዊ መገሻ ቡክ ረቪው ኣብ ኢንጀራ ቤት መግቢ
ማዕበላዊ መገሻ፡ ኣብ ሓቐኛ ታሪኽ
ዝተመርኮሰት ልቢ ወለድ ብእንጂነር የዕቢዮ የውሃንስ መስፉን፡ ነዛ ብትሕዝቶኣን ኣቀራርብኣን
በንበብቲ ብዙሕ ኣድናቖት ዘትረፈት መጽሓፍ ኣመልኪትካ ቡክ
ረቪውን ኣብ ኢንጀራ ባህላዊ ቤት መግቢ ኣዳሊና ስለ ዘሎና ብኽብረት ትዕደሙ። ነቲ ስነ ጽሕፍ ኣመልኪታካ ዝግበር ምይይጥ
ክምቕር ኢንጀራ ቤት መግቢ ሙዚቐኛ ዓዲሙ ስለ ዘሎ መጺኹም ተዘናግዑ።

ኣድራሻ ናይ ኢንጀራ ቤት መግቢ

Enjera Restaurant 549 23rd street, South
Arlington, Va, 22202

(Pentagon City Va)


ቡክ ረቪው ዝግበረሉ መዓልቲ

ቀዳም April 20, 2013 ሰዓጥ 4
ናይ ምሸት
ማዕበላዊ መገሻ፡ ዛንታ ስደተኛ ኤርትራዊ
ብፍላይ ኣብ ዋሺንግቶንን ከባቢኣን ዝረከብ እያ። ካብ ዋሺንግቶን ክሳብ ኣስመራ ናብርኡ ተንጸባርቕን፡ መዘናጊዒትን
መሃሪትን ልቢ ወለድ እያ።

 ከምኡውን ኣብ ቤት ጽሕፈት፡ ኣብ ኣውሮራ፡ መርሓባ፡ ኣዜብ እንጀራን ካልእ ትካላት ክይድኩም ክትዕድጉዋ ትኽእሉ ኢኹም።

(Book Website www.erisn.com)




                                               
Received on Wed Apr 17 2013 - 20:54:23 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved