| Jan-Mar 09 | Apr-Jun 09 | Jul-Sept 09 | Oct-Dec 09 | Jan-May 10 | Jun-Dec 10 | Jan-May 11 | Jun-Dec 11 | Jan-May 12 | Jun-Dec 12 |

[dehai-news] News from mother language school in Oslo, Norway 2013

From: Tesfamicael Yohannes <tesfamicaelyohannes_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 6 Apr 2013 18:52:38 +0200

*ዕለት 06/04/2013*
*ሎሚ ዕለት ኣብ መንጎ መምህራን፣ ወለድን ማሕበረሰብ ኦስሎን ኣብ ሉት ቫን ስኩለ ኦስሎ ዓመታዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ብወገን
ማሕበር መምህራን ዋንነት ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኦስሎ ብመምህራን ከምዘብቀዔን ብሰላማዊ መንገዲ ብግዝያዊነት
ንማሕበረሰብ ኦስሎ ከምዝተሰጋገረን ተፈሊጡ። *
**
*ማሕበረሰብ ኦስሎ ብወገኑ ነቲ ቤት ትምህርቲ በይኑ ከመሓድሮ ከምዝጽግሞ ብምሕባር ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ኣብ ትሕቲ
ማሕበርሰብ ጽላል ኮይኑ ነቲ ቤት ትምህርቲ ዘመሓደር ቦርድ ክምስረት ምዃኑ ኣፍሊጡ። *
**
*ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኦስሎ ብሕጽረት መምህራን ዝሽገር ዘሎ ቤት ትምህርቲ ኢዩ። ኣብ መጻኢ ደሞዝ መምህራን ኣብ
ሓንቲ ቐዳም ንኽልተ ሰዓት ዝምህሩ ንመምህራን ብደሞዝ ብዘርብሕ መንገዲ ተውዲዱ ክቕጽል ምዃኑ ድልየት ኩሉ ኢዩ።*

*ተስፋሚካኤል ዮሃንስ*

*ኦስሎ ኖርወይ*




Received on Sat Apr 06 2013 - 20:21:16 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved