| Jan-Mar 09 | Apr-Jun 09 | Jul-Sept 09 | Oct-Dec 09 | Jan-May 10 | Jun-Dec 10 | Jan-May 11 | Jun-Dec 11 | Jan-May 12 | Jun-Dec 12 |

[dehai-news] Alenalki.com: ኮ/ል ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) መን’ዩ?

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 17 Mar 2013 13:24:49 +0100

ኮ/ል ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) መን’ዩ?

17.03.2013

መእተዊ

ክቡራት ኣንበብቲ!


ኩሉኹም ነዚ ጽሑፍ እተንብቡን ነቲ ዝስዕብ ምስጢራት እተከታተሉ ግር ክብለኩም ምዃኑ እግምት ’ የ። ገለኹም ናይ ብሓቂ ድዩ ክትብሉ ትኾኑ ? ገለኹም’ ውን ክትርጠራጠሩ ኢኹም። ምግናን ትብሉ’ ውን ኣይትስአኑን። ካብዚ ሓሊፍኩም፣ ኣብ ኣገዳስነት ናይዚ ጽሑፍ ገዚፍ ሕቶ ተስፍሩ ትኾኑ? ንምንታይ ንግዜ ዘይጽበ ትብሉ ’ ውን ውሑዳት ኣይትኾኑን። ክወጽእ ዝተደልየሉ ምኽንያት አቐዲመ መመጻደቒ ቃላት ኣይክምልስን ’የ። ክትኣምኑ ክትክሕዱ ክትቅበሉዎን ክትነጽግዎን እቲ ሓቂ፣ ሓቂ ’ ዩ። የማን በል ጸጋም በል ሓቂ ዝቕየር ስለ ዘይኮነ።

አብ PDF ንባብኩም ቀጽሉ...........................



Received on Sun Mar 17 2013 - 22:27:48 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved