Dehai News

ፈስቲቫል ኤርትራውያን 2024 ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Wednesday, 01 May 2024

ፈስቲቫል ኤርትራውያን 50 ዓመታት  ኩርዓት ጽንዓትን ሓበን። ኩርዓት ባህልን ታሪኽን። ኩርዓት ቃልስን ዓወትን። ኩርዓት ድልዉነትን ተወፋይንርትን።  እንሆ ንመበል 50 ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ክበዓል ንኤርትራውያንን መሓዙትን ዘኤንግድ ዓቢ ምድላዋት ተገሩ ስለ ዘሎ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ቦታን ወርሕን ዕለትን ጉዕዞ ናብ ፈስቲቫል ዲሲ (DC) ይኩን።  እዚ ዓቢ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ከይሓልፈና ንዲሲ ይኹን ጉዕዞና።

WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events